A study of data by Reuters news service shows violence involving jihadi groups in Mali, Burkina Faso and Niger have almost ...
Tropical Storm Helene was rapidly strengthening in the Caribbean Sea and is expected to strengthen into a hurricane Wednesday ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደሴ ጢጣ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ንሓደ ወዲ 7-ዓመት ህጻን ኣብ 11 መስከረም 2017 ብለይቲ ካብ መንበሪኡ ገዝኡ ብምጭዋይ ገንዘብ ንምክፋል ጠለብ ዘቕርቡ ዝነበሩ’ዮም ...
ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማልያ ኣሕመድ ሞዓሊም ፊቂ፡ መንግስቲ ሶማልያ ካብ ግብጺ ኣጽዋራት ድሕሪ ምቕባሉ፡ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣጽቀስላሰ ንዘስምዖ ነቔፈታ ግብረ-መልሲ ሂቡሉ። ካብ ...
(ዩኤንኤችሲኣር) ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ሱዳን ዘምርሑ ስደተኛታት ኣብተን ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ዝነበራ መዓስከራት ኩመርን ኣውላላን ፀገም ፀጥታን ዋሕዲ ኣገልግሎትን ከምዘጋጠሞም: ብሰንኪ'ዚ ድማ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ስዒቡ ዝተቋረፀ ኲናት ኣብቲ ክልል ብዙሕ ለውጢ ምምፅኡ ዝፍለጥ እዩ። ሓደ ካብኡ ኣብ ውሽጢ ውድብ ህወሓት ዝተፈጥረ ዘይምቅዳው እዩ። እቲ ስምምዕ ብቀጥታ ይኹን ...
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዝመጽእ ወርሒ ጥቅምቲ ናብ ኣፍሪቃ ከም ዝገይሽ ይግለጽ ኣሎ። ከም ሓበሬታ ዋይት ሃዋስ ፕረዚደንት ባይደን፡ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ጀርመን ዑደት ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ናብ ኣንጎላ ...
ጉባኤ ዘካየዱ ኣመራርሓ ህወሓት ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፣ ሓይልታት ፀጥታ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክኾኑ ኣይግባእን ክብሉ ንውሳነ ካብኔ እቲ ምምሕዳር ተቓዊሞም። ኣብ ውሽጢ እቲ ውድብ ኣፈላላይ ከምዘሎ ንምርኣይ ዝተገለፀ ድማ ተቐባልነት የብሉን ዝበለ'ቲ መግለጺ፣ ህወሓት ብምድሓን ረብሓ ...
The Israeli army chief said Wednesday that the military is preparing for a possible ground operation in Lebanon as Hezbollah sent dozens of projectiles into Israel, including a missile aimed at Tel ...
ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣስቀስላሰ ግብፂ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ናብ ሶማል ዝለኣኸቶ ኣፅዋር ብዝምልከት ሻቐለቶም ገሊፆም። "ብሓይልታት ወፃኢ ዝቐርብ ኣፅዋር ነቲ ተኣፋፊ ኩነታት ...
"ፋይዳ’’ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ዲጂታል መለለይ መንነት ከም ዝተወሃቦም ናይ ሕቡራትሃገራት ኮሚሽን ስደተኛታት ኣፍሊጡ። ዲጂታል መፍለይ መንነት ስደተኛታት ዝተፈላለዩ ማሕበራዊን ቁጠባውን ከምኡ እውን ...
ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ነቲ ንዝሓለፉ 30 ዓመታት ክህቦ ዝፀነሐ ፕሮግራም ቋንቋ ትግርኛ ምቁራፁ ግቡእ ኣይኮነን ክብሉ ሰብ-ሞያ ቋንቋን ስነፅሑፍን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተቓዊሞም፡፡ ቶም ሰብ-ሞያ ንድምፂ ...