ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጎጂ ብዝተላዕለ ህውከት ንሓደ ዓመት ዝኣክል ተቛሪጹ ዝጸንሐ ትምህርቲ ሎሚ ዓመት ምጅማሩ ነበርትን ኣመሓደርትን ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። ኣብቲ ዞባ 49 ኣብያተ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ግጭት ኣብ ዝረኣየሎም ከባቢታት ዝፍጸሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላት፣ ሎሚ’ውን ዘተሓሳስቡ ኮይኖም ይቅጽሉ ከምዘለው ትካል ሰብኣዊ መሰላት’ታ ሃገር ዝኾነ ኢሰመኮ ኣፍሊጡ። ኮምሽን ሰብኣዊ ...
New York City Mayor Eric Adams has been indicted by a federal grand jury on criminal charges following a long-running federal ...
ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዞባ ወላይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውቶቡስ ብውሕዱ 28 ሰባት ክሞቱ ከለዉ፡ 191 ካልኦት ከም ዝቖሰሉ ሰበ-ስልጣን`ቲ ከባቢ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። እታ ነቶም ሰባት ተመላልስ ...
ፕረዚደንት ፑቲን ሓንቲ ሃገር በተን ኑክሌር ዝዓጠቓ ሃገራት ተደጊፋ ብሚሳይል ኣብ ልዕሊ ሩስያ መጥቃዕቲ እንተፈጺማ፡ ሩስያ ብኑክሌራዊ ኣጽዋር ናይ ምምላስ መሰል ኣለዋ ኢሎም። ንሶም ወሲኾም ክሳብ ...
ኣብታ ብብዝሒ ህዝቢ ካልኣይቲ ትስራዕ ከተማ ኡምዱርማን ሱዳን ኣብ ሓደ እዋን እናዓበየ ይኸይድ ዝነበረ ውዕውዕ ዕዳጋ ኣብ ናይ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ኲናት ዓንዩ። ንከባቢ ዋና ከተማ ኻርቱም መደብር ...
ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን ኣብ ከተማ ካርቱም ንዝርከብ ብሓይሊታት ህጹጽ ወሃቢ ድጋፍ ተታሒዞም ዝነበሩ ቦታታት ኣብ ዘጥቅዓሉ እዋን፡ ደብዳብ ነፈርትን መዳፍዓታትን ነታ ከተማ ከናውጻ ውዒሉ'ሎ። እዚ ...
ነፈርቲ ኩናት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ንሓደ ሶርያውያን ሰራሕተኛታት ምስ ስድራ ቤቶም ዝነበርሉ ህንጻ ድሕሪ ምድብዳበን፡ 23 ሰባት ከም ዝተቐተሉ ሰበ-ስልጣን ሊባኖስ ኣፍሊጦም።እዚ ኣንጻር ህዝቦላሕ ...
ኣዕፅምቲ ደቂ ሰባት ብዘርኢ ብዝመሓላለፍ ሕማማትን ብምድፋእ ዕድመን ብጉድለት ኣመጋግባን ካልኦትን ክህሰ ይኽእል’ዩ። ነዚ ብዝምልከት ንክኢላ ኣዕፅምቲ ንዶ/ር ደምሳስ ሃብቱ ደምሳስ ካብ ዊንፔግ ካናዳኣዘራሪብናዮም ኣለና። ...
(ዩኤንኤችሲኣር) ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ሱዳን ዘምርሑ ስደተኛታት ኣብተን ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ዝነበራ መዓስከራት ኩመርን ኣውላላን ፀገም ፀጥታን ዋሕዲ ኣገልግሎትን ከምዘጋጠሞም: ብሰንኪ'ዚ ድማ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደሴ ጢጣ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ንሓደ ወዲ 7-ዓመት ህጻን ኣብ 11 መስከረም 2017 ብለይቲ ካብ መንበሪኡ ገዝኡ ብምጭዋይ ገንዘብ ንምክፋል ጠለብ ዘቕርቡ ዝነበሩ’ዮም ...
ኣብ ክልል ትግራይ ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ስዒቡ ዝተቋረፀ ኲናት ኣብቲ ክልል ብዙሕ ለውጢ ምምፅኡ ዝፍለጥ እዩ። ሓደ ካብኡ ኣብ ውሽጢ ውድብ ህወሓት ዝተፈጥረ ዘይምቅዳው እዩ። እቲ ስምምዕ ብቀጥታ ይኹን ...